SKU/Artículo: AMZ-0578966409

ንምንታይ?: Why? (Tigrinya Edition)

Detalles del producto
Disponibilidad:
En stock
Peso con empaque:
0.81 kg
Devolución:
Condición
Nuevo
Producto de:
Amazon
Viaja desde
USA

Sobre este producto
  • ሌተናንት ኮሎኔል ታምራት ወንድነህ ኣባል ደርግን ሓላፊ ወተሃደራዊ ስለያ ኣብ ኤርትራን፡ ሓጎስ ገብረኣነንያ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ኣብ ጕዳይ ኤርትራን ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያን ሰብ መትከልን ራእይን ከም ዝነበሩ፣ዑስማን ያሲን፡ ኣባል ማከላይ ሽማግለን ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈትን ሓላፊ ስለያዊ ጕዳያት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ርቀት ስለያዊ ውዳበታቱን፣ተጋዳሊት ኣዜብ በራኺ፡ ካብ ሜዳ ናብ ኣስመራ ሰሊዃ ብምእታው ዝፈጸመቶ ተልእኾን፣ፕረዚደንት መንግስቱ ሃይለማርያም፡ "እመኑ ኣይትእመኑ፡ ሻዕብያ፡ ኣቶሚክ ቦምብ ሰሪሒ'ሎ፡" ዘበሎ ስዕረት ኣብ ሜዳ ኤርትራን መረሕቲ ኲናት ጀነራላ ኢትዮጵያ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስዕረቶም እንታይ ይብሉ ከም ዝነበሩን፣መሪሕነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፡ ኣብ ክፉትን ዕጹውን ኣኼባታቶም ኣብ ልዕሊ ናጽነት ኤርትራን ህዝባዊ ግንባርሓርነት ኤርትራን ይኣልምዎ ዝነበሩ ስዉር ተጻብኦ ብዕምቆት እተዘንቱ መጽሓፍ'ያ።
S/ 259.80
60% OFF
S/ 103.91

IMPORT EASILY

By purchasing this product you can deduct VAT with your RUT number

S/ 259.80
60% OFF
S/ 103.91

Hasta 6 cuotas sin intereses con BCP, BBVA y Diners

Llega en 10 a 15 días hábiles
con envío
Tienes garantía de entrega